top of page
Working Together

ቅልጡፍን ጽፉፍን ናይ ማንዛ (ኦንላይን) ሓገዝ

ንነፍሲ ወከፍ ሃጋፋት ናይ ሂወትኩም ከማልእ ዝኽእል ብናይ ዓመታት ተመኩሮ ዘለዎም ሰራሕተኛታት ዝወሃብ ሓገዝ ንምርካብ ናብ ጽላል ብምምጻእ ተገልገሉ። ጽላል፡ ጠለባትኩም ዘማልኡ ዝተፈላለዩ መፍትሒታት ዘቕርብ ትካል እዩ። ነፍሲ ወከፍ ዓሚል ዝተፈላለየ ጠለባት ከምዘለዎ ፈሊጥና፣ ንኹሉ ዕጋበት ዝህብ ኣገልግሎትና ምስ ፍሉይ ድሌታትኩም ከም ዝሰማማዕ ክንገብር ኢና። ብዛዕባ ኣገልግሎታትናን መፍትሒታትናን ንምፍላጥ ርኸቡና።

Working With Headphones
Writing on Glass
Home: Bookings Widget

ብዛዕባ ካልኦት ኣብ ላዕሊ ዘይተጠቕሱ ኣገልግሎታት ክትሓቱ ምስ ትደልዩ!

Thanks for submitting! We’ll send you a price quote soon.

Home: Get a Quote
  • Facebook
  • Twitter
  • LinkedIn

©2023 by Tslal

bottom of page